ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ መፃረይ ሓሸዋ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 24, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘይምለስ ኮፒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ክልተ ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 18/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 18/7/2010 ዓም ሰዓት 9:00

6 እቲ ፋብሪካ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344405806 /0342410085

ጨረታ መደብ

s