ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ፋሳሲን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዩ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ: መሳርሒ ህንፃ : ናይ ማይ ኣቀሑት ትቦታት መገጣጠምን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 22, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሙሉእ መረዳእታ ናይ 2009 ዓም ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምካንኩምን ካልኦት ኣድለይቲ ሰነዳትን እትብልዎም ቅዳሕ ብምሓዝ ክከትሕዙ እትክእሉ
2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይ ከተማ ሸራሮ ከዕደፋምም ንብ ዘይምለስ 50 እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ 3000 ቅርሺ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም
4 እቲ ምልክታ ጨረታ ካብ 21/6/2010 ክሳብ 6/7/2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ
5 እቲ ጨረታ 6/7/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
6 ተጫረቲ ስዒሮም ተባሂሎም ካብ ዝተነገረሎም ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ክክዉን አለዎ
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 መተሓሳሳቢ ተጫረቲ ኣመላላዋ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
0345500342/ 0345500364 / 0914278106