ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይኣገልግሎትናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጄነረተር : ስፕሊትኤየር ኮንድሽነር: ዲሽን ረሲቨርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩከሰልጥንይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ምልክታግልፂጨረታ

ቀፅሪ-14

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይኣገልግሎትናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጄነረተር : ስፕሊትኤየር ኮንድሽነር: ዲሽን ረሲቨርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩከሰልጥንይደሊ::

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
  2. ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
  3. ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/  መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
  4. ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/   መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
  6. መቅረብቲካብዕለት15/ 07/ 2007 ዓምክሳብዕለት 30/ 07/ 2007 ዓ/ም ንነብሰ ወከፍ ሰነድ 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታ ብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መከበሪጨረታ2% ካብቲጠቅላላዘእተዉዎዋጋ  ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
  8. ጨረታዝዕሽግሉዕለት 01 /08 /2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
  9. ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
  10. ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  12. ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
  13. ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::

ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ  1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860 ምርካብይካኣል::

 

 

ጨረታ መደብ

s