ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ናይ ማይ መፃረዪ መሽንን ናይ ጀነሬተርን መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 7, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም
ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም ን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥኩም ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም
መከበሪ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ
ሳንዱቅ ጨረታ 21 የካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342413795