ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሳሓርቲ ሰምረ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ንብረታት በጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2010 8:45 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት የካቲት 4, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ዝአረጉ ንብረታት ንምዕደጋ ናይ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ወረቀት ምስክር ዘለኩም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ፆታ ዘይፈልይ ክትጫረቱ ይዕድም
2 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 2 ለካቲት 2010 ዓመ ክሳብ 16 ለካቲት 2010 ዓም ይከዉን
3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅረሺ ከፊሉ ክወስድ ይክእል
4 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 3000 ቅረሺ ከትሕዝ ዝክእል
5 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ንብረት ብስልኪ ወይ እዉን ብኣካል ከብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ እዉን ንበረቱ እንተዘይ ኣልዒሉ ትሕጁ ዝቅፃዕ ምካኑ ክርዳእ አለዎ
6 ሳንዱቅ ጨረታ 16 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ድሐሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 8:45 ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣመራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉ ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ዝምዘን እንተኮኑ ናይ ሚዛን ኪራይን ጉልበት ዋጋ ኣብ ግምት ከእትዉ አለዎ
9 ተጫራታይ አብ ዘወፀ ጨረታ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ሰለዝክእል ኣብ ግምት ክእትዉ አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0345540333