ኤጀንሲ ልምዓትን ኣብያቲ ክልል ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት(ፈርኒቸር) ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት(ዴስክቶፕ ኮምፒተር ላፕቶፕ ኮምፒተርን ዲጂታል ካሜራን) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 15, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ምስክር ወረቀት
5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ
6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ
7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 30/5/2010 ዓ/ም ኣትሒዝኩም ክሳብ ዕለት 15/6/2010 ዓም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእል
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 4,000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ
9 እቲ ጨረታ 15/6/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይክፈት
10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 03444185 09 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት