ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2010 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 26, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥሪ 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1ሕጋዊፈቃድዘለኩምንናይ 2010 ዓ/ምግብሪከፊልኩምንግዲፍቃድዘሐደስኩም
2Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ
3ብዝወፀዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/መሰረትክተቕርቡትክእሉ
4ሰዓራይንዝሰዓሮንብረትኣብዉሽጢ 5 መዓልቲዉዕሊኣሲሩኣብዉሽጢ 10መዓልቲከቅርብዝክእል
5ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ዲክሌሪስዩን ከቅርብ ዝክእል
6ጨረታሰነድብር 30.00 /ሰላሳብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል
7ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚጨረታምክፋቱከትሕዝ ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
8ጨረታሰነድዝሽየጠሉ ካብዕለት 26/1/2018 ዓም ኣ.ፈ ካብቤትፅሕፈትኣደዳይማይክሮፋይናንስኣብቤትፅሕፈትማሕበርደቂኣንስትዩትግራይሳልሳይደብሪክዕድግዝክእል
9ጨረታሳንዱቅዝዕሸገሉዕለት 2/2/2018 ኣፈሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ
10ጨረታሳንዱቅዝክፈተሉዕለት 2/2/2018 ኣፈሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓትተጫረቲወይሕጋዊተወከልቲኣብዝተረከብሉይክፈት
11ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ