ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ዓምዲ ንምጉዕዓዝ ናይ መጉዓዝያ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምጉዕዓዝ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2010 6:01 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 3, 2010 6:02 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 19, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

 ክትሳተፉ ትደልዮ ትካላት ሰነድ ጨረታ ካብ 17 ጥሪ 2010 ዓም ጀሚሩ ንተከታተልቲ 15 መዓልትታት ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቀለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ንገልፅ ንተወሳኪ ሓበሬታ0914396421 ወይ 09140098790

ጨረታ መደብ

s