ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ናይ ባላስት ፎርስ ዲኦም ናፕስ ኤሲ 220 ቮልት 50 ሄርዝ 250 ዋት ፔዳስ 250 ዋት ካብ 220 ቮልት ከሳብ 240 ቮልት አምፖል ሶዲዮም ናምፕሊክስ ትሕቲ 40 250 ዋት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋለ ክሳብ 25 ጥሪ 2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል ጨረታ 25 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ጨረታ 25 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ
TeL: 0347730013