ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፊልድ መካይን አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 29, 2010 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 16, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ሎት 1 ናይ ፊልድ መካይን ኮብራ 105 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት
1 ዝምልከተኩም ኣካልት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ 1000012030839 አታዊ ገይርኩም ቅበሊት ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ
2 እቲ ጨረታ ጥሪ 29 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ሹዑ ንሹዑ ይክፈት
3 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካፋሊ ግብሪ ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘርአክምሉ መረዳአታ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ
6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663