ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ፖሊስ ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 3, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳቃፍታሑመራንብየት ፅሕፈት ፖሊስ ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክላት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ዕድጊትክፍፅምይደሊ
- ናይዚዘበንዝተሓደሰሕጋዊፍቃድንግዲዋናምስዘይምለስቅዳሕከቅርብዝክእል
- ናይግብሪከፋላይመለለዩቁፅሪዘለዎንመረዳእታዘቅርብን
- ናይተወሳኪእሴትታክስወይድማቫትተመዝጋቢዝኮነንመረዳእታዘቅርብን
- ናይወርሒመስከረም 2010 ዓምሒሳብዘፍለጠሉመረዳእታከቅርብዝክእል
- በቲዘፈር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነትካርድከቅርብዝክእል
- ቅድሚጨረታምክፋቱመክበሪጨረታ 5000 ቅርሺብሲፒኦወይ ድማ ብጥረ ገንዝብከትሕዝዝክእል
- ሰነድጨረታካብቤት ፅሕፈትትልምንፋይናንስንከይዲስራሕ ዕደጋ ፋይናንስንምምሕዳርንብረትንቁፅሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድይከኣል
- ጨረታካብ 30 ታሕሳስ 2010 ዓምክሳብ 14 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕን
- እዚጨረታ 15 ጥሪ 2010 ዓምሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለትሰዓት 3:30 ይክፈት
- ተወዳደርቲኣብሕድሕድገፅናይጨረታሰነድናይትካሎምማህተምናይዝምልከቶአካልፊርማከምእዉን ብተጫራታይ ተመሊኦም ክቀርቡ ዝግብኦም ቅጥዕታት መሊኦም ከቅርቡ አለዎም
- ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ወይ ዘይሐወሰ ምካኑ መብሪሂ ክትህብሉ ይግባእ እንተዘይገሊፅኩም ዝቀረበ ዋጋ ምስተወሰኬ እሴት ታክስ ተገይሩ ይዉሰድ
- ናይዝግዛእአቅሓከም አድላይነቱክሳብ 20% ናይምዉሳክወይምቅናስመሰልአለና
- ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ መዓልቲ 30 ተከታተልቲ መዓልቲ እዩ
- እቲቤትፅሕፈትዝሓሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ
ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0344480183 ብምድዋልምሕታትይከኣል