ይሓ ሪል እሰቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ናይ ሐለዋ ገዛ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2010 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 8, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 26, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ደረጃ 7ን ካብኡ ንላዕሊን ናይ ስራሕ ተቋረፅቲ ይወዳደሩ
2 ቫት 15% ዝተመዝገቡ
3 ናይ 2010 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ
4 ህንፃ ስራሕ ዝሰርሐ ምካኑ ስራሕ ልምዲ ደኩሜንት ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል ፋይናንሻል እዉን በበይኑ የቅርብ
5 ብር 50 ደኩሜንት ገዚኡ ይወስድ
6 ናይ ዝቐረበ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእል
7 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 24/4/2010 ዕሳብ ዕለት 7/5/2010 ዓም ሰዓት 11:00
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/5/2010 ዓም ሰዓት 11:00 ኣጋምሸት
9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8/5/2010 3:00 ንጉሆ ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ይሐ ሲቲ ሲነተር ቁፅሪ ክልተ 6ይ ፎቅ ስልኪ ቁፅሪ 0344404253 ሞባይል 0914727953