ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ አቁሑት መኪና :ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ናዉቲ መሳርሒ ቢሮ : ስራሕቲ ማይ መስኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000 &
bidding: search status closed
- ንናይ ኣቅሑት ግዝኢት ሰነድ ካብ ዕለት 21/4/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 7/5/ 2010 ዓም ንስራሕቲ ማይ መስኖ ሰነድ ጨረታ ድማ ካብ ዕለት 21/4/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 14/5/ 2010 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድምዘለኩም
- ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረደእታ ከቅርብ ዝክእልዘለኩም
- መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ መረደእታ ከቅርብ ዝክእልዘለኩም
- ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር ወይ ታሕሳስ 2010 ዓም መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልዘለኩም
- ናይ መቅረባይነት ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልዘለኩም
- አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ብናይ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ክከዉን ይግባእዘለኩም
- ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ደረጃ 9 ደቂቅ ጥራሕ ከምዝኮነን እቲ ስራሕ ዝስረሐሉ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ከም ዝኮነን የፍልጥዘለኩም
- መከበሪ ጨረታ ንንብረት ግዝኢት 5000 ቅርሺ :ንስራሕቲ ማይ ድማ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልዘለኩም
- ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊዘለኩም
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ዕለት 7/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት ንናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ድማ ዕለት 7/5/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፀዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:30 ይክፈት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ንናዉቲ መሳርሒ ቢሮ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ንናይ ስራሕቲ መስኖ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/5/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈትዘለኩም
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩዘለኩም
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344210391 ወይ 0344210276