ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረዱ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን : ኣቅሑት ፅሬት ኢሊዉን ኣቅሑት ዉፅኢት ኢንዳስትሪ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2010 11:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2010 11:30 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ክከዉን አለዎ 

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ 

4 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 4000: ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 4000: ንኣቅሑት ቢሮ 4000 ቅርሺ:ንመቃየሪ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ :ንመቃየሪ ኣቅሑት ሞተር 4000 ቅርሺ :ንስራሕቲ ሕትመት 2000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬት 2000ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4 ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ 

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይኸዉን 

8 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ 19 ታሕሳስ 2010 ዓም ክሳብ 4 ጥሪ 2010 ዓም ኮይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት 

9 እቲ ዝምልእ ዋጋ መፅዓንን መራገፈን ኣብ ግምት ክኣተዉ ይግባእ 

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343400033 ወይ ድማ ብቁፅሪ ፋክስ 0343400010 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s