ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል 4 ፕሪነተር(Laser Jet printer) ን 4 ዴስክቶፕ ኮምፒተርን(Desktop Computer) ንምዕዳግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ኣግባብ ዘለዎ ፍቃድ ዘለዎም
2 ቫት ዝተመዝገቡ
3 ናይ ወርሒ ዉሕስና ብር 3000 ብስፒኦ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ዘቅርብ
4 ዝርዝር መግለፂ እቶም ዝዕደጉ ናዉቲ ዝሐዘ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ዝዉሰድ
4 ጨረታ ካብ 9/4/2010 ዓም እስካብ ዕለት 18/4/2010 ዓም ሰዓት 6:00 ክፍት ኮይኑ ዝፀንሕ እንትኮን ኣብዚ ዕለት 18/4/2010 ሰዓት 9:00 ተጫረትቲ ወይ ከዓ ህጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት እንትኮን አብዘየለዉሉ ንክክፈት ብግልፂ ዘቀመጠ እንተኮይኑ እዉን ይክፈት
6 ማሕበር ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ዘይግደድ ምካኑ