ንህወሓት ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት: አረጊት ጎማ :ናይ መካይን መቀያየሪ አረጊት ሓዱሽ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ከምፒተር ፋክስ ፕሪንተር አረጊት ቀለም ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ አወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 10, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ናይ ዝዉገዱ ንብረት ዝሸየጥ---------- ነፃ
2 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ትክእሉ
3 ዝተጫረተ ንብረት ምስ ሰዓር ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ክወስድ ዝክእል
4 ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ዝወሰዱሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 6/ 4/2010 ዓም ክሳብ 16/4/2010 ሰዓት 9:00 ይዕፆ ኣብ ስራሕ ግዜ ይከዉን
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 16/4/2010 ድሕሪ ሰዓት 9:30 ይክፈት
6 ተጫረቲ ባዕልቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ሳንዱቅ ጨረታ ይከፈት
7 ተጫረቲ ጨረታ ቅደሚ ምክፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5% ከትሕዙ አለዎም
8 ዉዕል ካብ ዝአተዉሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረቱ ይወስድ
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 እቲ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝተቀመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ዝክኣል ምካኑ