አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 23, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት  ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ  ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት

  • ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
  • ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
  • ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
  • ተጫረቲ  ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ  መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጠቅላላ ዋጋ  2% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ  ብጥለ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ዒስራ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ካብ ዕለት 19/06 /2007 - 30/06/2007 ዓ/ም
  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/06/2007  ዓ/ም ሰዓት 6:00
  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝክፈት ይኸዉን
  • ቤት ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  • ምስ  ሰላምታ "
  •                          ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ

ጨረታ መደብ

s