ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብዓዊዲ ስራሕ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ሕዳር 3, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
- በቲ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
- ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን 2010 ዘለኩምን ክተቅርቡ እትክእሉን
- እቲ ሰነድ ጨረታ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብጥንቃቄ ተመሊኡ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብዝተፈላለየ ዝተዓሸገ ስምዒ ፖስታ ዝተወሰደ ሰነድ ብሙሉእ ዝቀርብ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ይስረዝ
- ተጫረቲ ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል ብመሰረት ዝኣተዎ ዉዕሊ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ሆስፒታል ኮረም ከቅርብ ዝክእል
- ሰዓራይ ዝፈለጠ ኣናሊስስ ወይድማ ትንተና ምስተሰርሐ በሓፈሻዊ ዋጋ ወይ እዉን ሎት ዘተሐተ ዋጋ ዘቅረበ ይከዉን
- ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 4 ሕዳር 2010 ዓም ክሳብ 18 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ካብ ክፍሊ ፋይናስን ሆስፒታል ኮረም ዘምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
- መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ
- ሳንዱቅ ጨረታ 18 ሕዳር 2010 ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ብዝይገድስ ሰዓት 4፡00 ኣብ ሆስፒታል ኮረም ይክፈት
- ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ጨረታ ንምክፋት 3 መዓልቲ ክተርፎ ከሎ እንተቅሪቦም ሕቶኦም ተቀባልነት የብሉን
- እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510059 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል