ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ መደበኛ ካፒታልን ዉሽጢ እቶት በጀትን ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ህንፃ መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ህንፃ መሳርሒ
/
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሕትመት
ፒዲኤፍ
በዚ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ከምኡ ድማ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእልÂ Â
ቲን መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ መስከረም 2010 ዓ/ም ድክሌር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈትን ንህንፃን 3000 ብር Â ንፅሬት መሳርሒ 1000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
ተወዳደርቲ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅለላ ዋጋን ምስቫቱ ዋጋ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋመምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልን ኮፐን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ወከሰዕፋንምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቀባልነት የብሉን
ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 29/2/2010 ዓም ክሳብ 14/3/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ዘይምለስ 30 ብር እነከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት
እቲ ዝዕደግ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስ ይክእለ ኮይኑ ዝክፈሎ ክፍሊት ድማ ልዕሊ 10000 ብር እንተኮይኑ 2% ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይከፍል
መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411454 ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (63)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (12)
ኮንስትራክሽን (960)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (443)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
ስራሕቲ ማይ (251)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (135)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4444)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (928)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2834)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (267)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (126)
ኦዲት ተዛማድኡን (140)
ሕርሻ (504)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (180)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (88)
ሕርሻ መሺነሪ (69)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (51)
ህንፃ መሳርሒ (3387)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (596)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (941)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (238)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (526)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1683)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1580)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (185)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (61)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (32)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (194)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (140)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (939)
ምግጣምን ፅገናን (62)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (816)
ምግብን መስተን (519)
ኣቅርቦት ምግቢ (402)
ካፌን ሬስትራንትን (108)
እግድ (44)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (21)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1277)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1172)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (267)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (244)
ናገዛ ኣቁሑት (95)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (143)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (147)
መሬትን ሊዝን (62)
ፅገና (791)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (206)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (68)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (410)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (265)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (109)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3027)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2916)
ናይ ቢሮ አቁሑት (111)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1644)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1263)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (354)
ስራሕቲ ምልላይ (80)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (7)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (11)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (28)
ክራይ (730)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (508)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1223)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (22)
ካልኦት ዝሽወጡ (598)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (597)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (41)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4072)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1600)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (147)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (31)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (618)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (44)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (416)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (79)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (361)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (584)
ዕድጊት መኪና (25)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (265)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (239)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (276)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (199)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (65)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (12)
s