ቤት መዘጋጃ ሸረ ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 30, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም
ናይዚ ዘበን ዘተሓደሰ ፈቃድ ንግድን መቅረባይነትን
መለለዮ ቁፅሪ ከፋልይ ግብሪ
ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ
ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ወይ መስከረም 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠ
ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
መከበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝ
መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 30/ 02 /2010 ዓም ክሳብ 14/ 03 /2010 ዓምÂ ኮይኑ
ጨረታ ዝዕፀወሉ 15/03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 3:30 ዝክፈተሉ ድማ 15/03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 4:00 ይክፈት
ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ
0344442009