ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
3 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ
4 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ
5 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል
6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 22/2/2010 ዓም ክሳብ 29/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 7:30 ይክፈት
8 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138