ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት : ሃለቂ መሳረሒ ፅሬትን ኣናእሽተይ መሳርሒን : ፅግና ናዉትን : ግልግሎት ሕትመትን ዕደጋ ከካይድ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 8, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 24, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ርክክብ ንብረት ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ
- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝዉፀሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/2/2010 ዓም ክሳብ 8/3/2010 ዓ/ም
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/3/2010 ዓም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጎሆ
- ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 8/3/2010 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ጉጅለ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቁፅሪ 11 ሑመራ ይከወን
- ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ክፍሊ ቁፅሪ 11 ጉጅለ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ዘየምለስ ብር 50 ቅርሺ ብምክፋል ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንዳከፈሉ ምግዛእ ይክእሉ
- ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ
- ተወዳደርቲ ዝርዝር ምልክታ ጨረታ አብ ከተማ መቐለ ቤት ምኽሪ ዘርፊ ማሕበራት ምልከታ መለጠፊ ቦርድ አብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ምልክታ መለጠፊ ቦርድ ተለጢፉ ስለዝርከብ ዝርዝር ሓበሬታ ምዉሳድ ምንባብ/ይኽእሉ
ስልኪ ቁፅሪ 0344480001 ፋክስ 0344480017