ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት መስከረም 28, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ

ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 24 /01/ 2010 ዓም ክሳብ 03/ 02/ 2010 ዓም

ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 03 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30

ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ጨረታ መደብ

s