ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣፈዉስ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥሪ 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ጣብያ ጥዕና መቐለ ኣፈዉስ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ትደሊዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::
ናይ ግብሪ ኸፈላይ መለለይ ካርድ (Tin id) ዘለኩም::
ናይ መቕረባይ ሰርተፍኬተ ዘለኵም::
ናይ ሕዳር /2007 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላሬሽነ ዘቕርብ::
CPO ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ) ከትሕዝ ዝኽእል::
ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 30 ( ሰላሳ) ብምኽፋል ካብ ጣብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 20 ብምግዛእ ኣብ ዘተዳለወ ሳንዱቀ ጨረታ የእትዉ::
ምልከታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 13 ጥሪ 2007 ዓ/ም ክሳብ 27 ጥሪ 2007 ዓ/ም ::
ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 27 ጥሪ /2007 ሰዓት 11:00 ::
ሳዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ ነቲ ዝስዕሮ ንብረተ ዉዕል ክሳብ ዝሰርሐሉ ዕለት ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ጣብያ ጥዕና መቐለ የቕርብ::
ትካልና ዝሐሸ መማርፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ጎኒ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኺ ቑፅሪ 0344400210 ይጠቐሙ:;