ሸባ ሌዘር ኢንዱስትሪ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ተረፈ ምህርቲ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 26, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

ዝርዝር ተረፈ ምህርቲ

1 ጎማ በዓል 50 ሊትሮ

2 ጎማ በዓል 60 ሊትሮ

3 ጎማ በዓል 120 ሊትሮ

4 ጎማ በዓል 160 ሊትሮ

5 ጎማ በዓል 200 ሊትሮ

6 በርሚል ብረት ሸምበርÂ በዓል 100 ሊትሮ

7 በርሚል ብረት በዓል 200 ሊትሮ

8 ጀሪካን በዓል 25 ሊትሮ

9 ጀሪካን በዓል 30 ሊትሮ

10 ብጫ ጀሪካን በዓል 20 ሊትሮ

11 ጀሪካን በዓል 60 ሊትሮ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቂሒ

1 ንዘሸነፍዎ ንብረት ሙሉ ክፍሊት ከፊሉ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከልዕል ዝክእል

2 ድሕሪ ጨረታ ዝምለስ መክበሪ ጨረታ ናይ 5000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ይግባእ

4 ጨረታ ሰነድ ከቅርቡ ጊዜ ካብ ዕለት 24/4/2009 ዓም ክሳብ 1/5/2009 ዓምÂ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ሸባ ሌዛር ኢንደስትሪ ዉቅሮ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 1/5/2009 ዓም ሰዓት 40:0 ናይ ንጉሆ ይክፈት

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ወይ ድማ በቲ ዘቀረበ ጨረታ እንተዘይተስማሚዑ ነቲ ጨረታ ከቅፅል ኣይግደድን

ጨረታ መደብ

s