ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ማይካ ስራሕቲ ሕትመት አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 14, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚእዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም
ተጫረትቲ
- ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምካኖም ዝገልፅ መረዳእታ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::
- እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 50.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ
- ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 26/03/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::
- እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 26/03/2009 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
- ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0342410085 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል