ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ደምቢ ክዳን ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 5, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
bidding: search status closed

ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቕረበቲ ሰብ ትካል ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዘሐደስኩምን ብመቕረባይነት ኣብ ፋይ/ኢ/ልምዓት ዝተመዝገብኩም Tin Number ዘለኩም ሰብ ትካል ብስምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ምሰ መሰነይታ ተታሒዙ

ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ፍቃድን መለለይ ቁፅሪን/ tin number ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተወሃበ 2008 ዓ/ም መቐረቢ ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል

ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 20 ቅርሺ

መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ዘፈር 2000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ቼክ ከትዝሕዝ አለዎ

 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/03/09 ዓ/ም ሰዓት 4:00

 ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ዓዓዲ ሆስፒታል ዕለት 15/03/09 ዓ/ም ሰዓት 4:30

ተወዳዳሪ ነዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ዘቅርብ

ናይቲ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ መሰል አለና

10 እቲ ዘሸነፎ መድሓኒት ዉዕል ከቕርብ ዝኽእል እንትከዉን ተዘይኣቅሪቡ ድማ 10% ናይቲ ዘሸነፎ መድሓኒት ዋጋ ይቕፃዕ /ይኸፍል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ናይ መቕረባይ

ሽም _______

ፈርማ______

ዕለት _______

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344460051/ 0344460050ምሕታት ይከኣል እዩ

ጨረታ መደብ

s