ሸዊት መሰቦ ኣገር ዉስጥ ደረጃ 3ሀ የደረቅ ጭነት ማመላለሻ ባለንብረቶች ማሕበር ካብ ታሕሳስ 2007 ዓም ጥቅምቲ 30 2009 ዘሎ ናይ ኣታዉን ወፃኢን ሒሳብ ብናይ ደገ ኣዲተር ከመርምር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 3, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ዝተፈቀደሎም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትከላትን ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም
1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 ናይ 2009 ዓም Â ዝተሐደሰ ሙያ ፍቃድ
3 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 መዓልቲ ብዘይ ሰንበት ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቀደማይ ወያነ ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 113 ለ ናይ ኦዲት መግዚኢ ዋጋን ዘይምለስ ኣድለይ ዶክመንት ፎቶ ኮፒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክቅርቡ ንግልፅ
4 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ሐበሬታ ተወዳደርቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ግዜ ጀሚሩ እቶም ኦዲት ዝግበሩ ናይ ሒሳብ መዝገብ ናይ ኣታዉን ወፃእን ደረሰኝ ኣብ ስራሕ ግዜ ምርኣይ ዝክእሉ ምካኖም ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344418942Â 8409802 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል
ሸዊት መሰቦ ኣገር ዉስጥ ደረጃ 3ሀ የደረቅ ጭነት ማመላለሻ ባለንብረቶች ማሕበር