ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንቶዮታ ሃርድ ቶፕ/ሎንግ ቤዝ ሞዴል 75 መኪና ፅገና ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 7, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 29, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ዋጋ 100 ብር ብምክፋል ካብ ዕለት 28 /02/ 2009 ዓም ክሳብ 07 /03/ 2009 ዓም 5:00 ምዉሳድ ይከኣል
ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 8:00 ብዝተዓሸገ ፖሰታ ፊርማ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ
ጨረታ ዝክፈተሉ 7/ 03/ 2009 ዓም ሰዓት 10:00
ናይ ጨረታ መክበሪ 10% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረገንዘብ ዘትሕዙ
ዉዕሊ ሰዓሪ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽፒ 2 መዓልቲ ይኣስር
ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ብግልፂ ከቅምጡ አለዎም
እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ አይግደድን
ስቁ 0344417819
አድራሻ : ባዛር ከባቢ ፊት ለፊት መነን ሆቴል