እኒ ገመድህን ሐጎስ 89 ቁፅሪ ሰባት ተ ሽርክና ማሕበር መስርሒ ህንፃ ዎርክ ብላሜራ ሚክስር ቫይብሬተር ሚስማር ባህርዛፍ ጣዉላ መዐሸጊ ምስታይ ማይ ንዘድሊ ከስቲ ዝግበኦ ቢም ይኩን ኮለን ማሻሻታ ዘድልዩ ሰብ ሞያን ጠቅላላ ጉልበት ሰበን ሓዊሱ ንኢዱ ዋጋ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 16, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 22, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ከቅርብ ዝክእል

2 ብ ደረጃ 6ን ካብኡ ንላዕሊ ዝከነ

3 እኩል መሳርሒ ህንፃ ዘለዎ ምካኑ መረጋገፂ መረዳእታ ዘቅርብ

4 ቅድሚ ሒዚ ተመሰሳሊ ስራሕ ብቅንዕና ፈፂሙ ዘረከበ

5 አብ እዋን ዉዕሊ ዉሕስና ስራሕ 10% ብቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ ዝክእል

6 ህንፃ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 8ተ ወርሒ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ካብ 8/2/2009 ዓም ክሳብ 22/2/2009 ዓም ይፀንሕ

8 ዕለት 22 /2 /2009 ዓም ሰዓት 7 ጨረታ ተዓፅዩ ዕለት 22 /2 /2009 ዓም ሰዓት 8 ጨረታ ይክፈት

9 እኒ ገመድህን ሐጎስ 89 ቁፅሪ ሰባት ተሽማሕበር ኣብ መዳይ ዓጋመ ዝተዉሃበ ቦታ

  • ትሕቲ መሬት ቅርፂ ብዲዛይን መሰረት ክሳብ ማሻሻታ ምሉእ ብምሉእ
  • ካብ መሬት ንላዕሊ ስራሕቲ ስትራክቸራል ክሳብ Â G+2 ፎቅ
  • ኣብ ዉሽጢ ስትራክቸራል (ኮንክሪት ዝኣትዉ ናይ ሳኒተሪ መስመራትን ሓዊሱ)
  • ካልኣት ምስዚ ዝተዛመደ ስራሕትን ዘጠቃለለ ኮይኑ
  • ብዲዛይን መሰረት ንሕድሕድ ብሎክ ፈልዩ ድምር ዋጋ ከቅርብ አለዎ ስለ ዝኮነ ሐደ ተጫራታይ ክሳብ 2 ብሎክ ሰዓሪ ክከዉን ይክእል ካብ ክልተ ብሎክ ንላዕሊ ሰዓራይ እንተኮይኑ ተቐባልነት የብሉን
  • መግዚ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር እንዳከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

10 ብሎክÂ A- 1 ክሳብ ማሻሻታ ዘሎ ስራሕ ጠቅላላ ዋጋÂ ___________________________________

 ልዕሊ ግራድ ቢም ክሳብ 2ተ ፎቅ ____________________________________

ብሎክÂ A- 2 ክሳብ ማሻሻታ ዘሎ ስራሕ ጠቅላላ ዋጋÂ ___________________________________

 ልዕሊ ግራድ ቢም ክሳብ 2ተ ፎቅ ____________________________________

ብሎክÂ B- 1 ክሳብ ማሻሻታ ዘሎ ስራሕ ጠቅላላ ዋጋÂ ___________________________________

 ልዕሊ ግራድ ቢም ክሳብ 2ተ ፎቅ ____________________________________

ብሎክÂ B- 2 ክሳብ ማሻሻታ ዘሎ ስራሕ ጠቅላላ ዋጋÂ ___________________________________

 ልዕሊ ግራድ ቢም ክሳብ 2ተ ፎቅ ____________________________________

ብሎክÂ C- 1 ክሳብ ማሻሻታ ዘሎ ስራሕ ጠቅላላ ዋጋÂ ___________________________________

 ልዕሊ ግራድ ቢም ክሳብ 2ተ ፎቅ ____________________________________

ብሎክÂ C- 2 ክሳብ ማሻሻታ ዘሎ ስራሕ ጠቅላላ ዋጋÂ ___________________________________

 ልዕሊ ግራድ ቢም ክሳብ 2ተ ፎቅ ____________________________________

ድምር ናይ ዝተጫረቶ ክልተ ብሎክ ጠቅላላ ዋጋÂ ____________________________________

 ቫት ____________________________________

ጠቅላላ ናይ ቫትን ናይ ዝተጫረቶ ዋጋን ድምርÂ ____________________________________

መብርሂ

  • ሐደ ተጫራታይ ኮንትራክተር ኣሸናፊ ዝከዉን ንክልተ ብሎክ ጥራሕ እዩ
  • እቲ መሕበር ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • ዝኮነ ሐበሬታ እንተደሊኩም ብቁፅሪ ስልኪ ሞባይል ስልኪ 0914731075 ደዊልካ ምሕታታ ይከኣልÂ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s