ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ መሳርሕታት ፅሕፈት :መሳርሕታት ህንፃ :አቁሑት ፅሬት: መሳርሕታት ሕትመት: ባህርዛፍን ብሎኬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሓምለ ወይ ነሓሰ ወይ 2008 ዓም ወይ መስከረም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ
ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉዳድ ይከኣል
መትሐዚ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ንዝተረፉ ንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 14/ 02 /2009 ዓም ክሳብ 28/ 02 /2009 ዓም
ጨረታ 28 /02/ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ይዕፆ በቲ ዕለት ድማ ሰዓት 4:30 ይክፈት
0348903180 /0912419128 /09144409 62