ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ካብ ዕለት 01 11 2007 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30 10 2008 ዓምኣብ ዘሎሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 12, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚኣብዙይክወዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም
- ንቤት ዕዮና ኦዲት ንምክያድ ብብርኪ ሓደ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎ
- ናይ 2009 ዓም ወረቀት መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ ታክስ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ቲን ነምበርን ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታትን ዝተገናዘበ ፎቶኮፒን ከቅርብ ዝክእል
- ኦዲት ዝግበር ኣብ መቀለ ከተማ ይከዉን
- ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
- ሰነድ ጨረታ ካብ 10/02/2009ዓ/ም ክሳብ 21/2/2009ዓ/ም Â 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
- ንዝበለፀ ሓበሬታÂ 0344409730