ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ጋብዮንን ሲሚንቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋዉያን ተጫረቲ

1 አብቶም ዝተጠቀሱ ዘርፊ ሕጋዊ ሕጋዊ ናይ ኣቕርቦት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን /ካርድ ዘለኩም ዝተሐደሰ ናይ መቅርባይንት ካርድ ዘለኩም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ነሓሰ ዲክሬሽ ክተቕርቡ እትክእሉ

3 ንሐደ ዶክሜንት ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 08/02/2009 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/02/ 2009 ዓ/ም ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ብስ/ቁ 0344430357 ምሕታት ይከአል:

ጨረታ መደብ