ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ሰነ ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ
2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ዝምልከቶ ስረሕ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል
4 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል
5 ተጫረቲ ተወዳዲሮም እንተአሸኒፎም ኣብ 3ተ መዓልቲ ዉሽጢ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ 10ተ መዓልቲ እቲ ዘሸነፍዎ ንብረት አታዊ ክገብሩ ዝክእሉ
6 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 18/2/2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ተጫረቲ ተወዳዲሮም ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፓርት ናብ ቤት ፅሕፈት አታዊ ይገብሩ
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል