ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሸልፊ ፀገም ንምፍታሕ ናይ ፈርንቸር ካብ ዘለዉ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2019 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 9, 2019 (2 መዓልቲ ገይሩ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ቁፅሪ 336006/ወ-014/19

ዕለት 08/03/2019 ዓ/ም

ናብ ዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ - ብዛዕባ ናይ ቀዋሚ ንብረት ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ሸልፊ ፀገም ንምፍታሕ ናይ ፈርንቸር ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ::

ተ.ቁናይ ንብረት ዓይነትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ናይ ቢሮ ሸልፊ 190 ሜ ቁመቱ 120 ሜ ጎኒ ዘለዎ ማእከል መከፋፈሊ 06 MDFብጣውላ ኮይኑ ባዓል 4ተ ተደርዳሪ ሕድሕድ መደርደሪ 4ተ ክፋል ዘለዎ ናይ ሕድሕድ መደርደሪ ስፍሓት 40ሳንብቁፅሪ03

2

ጠረጰዛ ባዓል 1.20 ሜx60cm ቑመቱ 075cm ሜ ጎኒ 3+ ተስሓቢ ምስ ሙቆለፊኡ1.20 ሜx.60cm ቑመቱ.075cm ሜ 3+ ተስሓቢብቁፅሪ03

ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት

1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 08/03/2019 ዓ/ም ክሳብ 11/03/2019 ዓ/ም ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 6:00 ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።

4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም

5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ

6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።

ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ

ፕሮፎርማ መቅረቢ

ፌርማ--

ሽም-

ዕለት

ፌርማ-

አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613

ጨረታ መደብ