ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት ስራሕ 2019 ዓ/ም ናይ ኣባላት ደፍተርን መሳርሒ ፅሕፈትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2019 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2019 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መስከረም 11, 2019 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን ሕብረት ማሕበር ናይ 12,000 ኣባላት ደፍተርን ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈትን (ቦክስ ፋይል፣ እሁ ስቲክ፣ እስክርቢቶ) ብፕሮፎርማ ክዓድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2019 በጀት ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለዪ ቁፅሪ ግብሪ (TIN) ዘለዎምን ሰነዶም ብዝተዓሸገ ፖስታ፣ ሽም፣ ክታምን ማህተምን ገይሮም ዘቕርቡ ክሆኑ ኣለዎም።
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት (መቐለ ቀበሌ 16 ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ፎቅ) ብኣካል ብምምፃእ ብነፃ ምውሳድ ይካኣል።
* ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/02/2019 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ይኸፈት።
* ዝተዓወተ ተጫራቲ ኣሽናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ስራሕቲ ሕትመትን ንብረትን ኣረኪቡ ከብቅዕ ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁ-10

ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ማሕበር ኣብ በጀት ዓመት ስራሕ 2019 ዓ/ም ናይ ኣባላት ደፍተርን መሳርሒ ፅሕፈትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒታት :-

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2019 በጀት ዓመት ፍቓድ ዘሐደሱን ሓደ ገፅ ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን።

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም ፣ ክታምን ማህተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 17 2/2019 /ም ሰዓት 2:00 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/2/2019 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣታዊ ምግባር ይክእሉ ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዕለት 20/2/2019 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት ::

✓ ኣድራሻ ኣብ ቀበሌ 16 ጎኒ FM መቐለ 104.4 ህንፃ ዛፉ ሓድጉ 3ይ ደብሪ ንርከብ።

✓ ጨረታ ዘሸነፈ ኣሽናፊነቱ ካብ ዝተገለፀለ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 /ዓሰርተ/ ናይ ስራሕ መዓልትታት ስራሕቲ ሕትመት ወዲኡ ከርክብ ኣለዎ፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምዕራይ ውድቂ ይግበር

✓ ተጫረቲ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 3ይ ፎቅ ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብናፃ ክወስዱ ይኽእሉ ✓ ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0914765540 ወይ 0934106110 ይደውሉ፡፡ ናይ ሕትመት ናውቲ ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦

ናይ ሕትመት ናውቲ ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦

ረ.ቁዝርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ ኣባላት ደፍተርብሳምፕስ መሰረትቁፅሪ12,000

ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ዝርዝርን መምልኢ ዋጋን ፦

ረ.ቁዝርዝር ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ቦክስ ፋይስቁፅሪብሳምፕስ መሰረት1500
2እሁ ስቲክቁፅሪብሳምፕስ መሰረት300
3ሰማያዊ እስክርቢቶባኮብሳምፕስ መሰረት ለተወሰነ20

ጨረታ መደብ