ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 26, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ሎት ሓደ ናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት አቁሑት
ሎተ ሰለስተ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት
ሎት ኣርባዕት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ስራሕተ
ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ህንፃ
ሎት ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ኤለክትሮኒክስ መሰርሒ
ሎት ሸዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑ
ሎት ሾመንተ ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት
ሎት ትሸዓንተ ዝተፈላለዩ ንብረት ምጉዕዓዝ Â
ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ትሽዓንተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ
- ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 21 መስከረም 2009 ዓም ክሳብ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት 4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት
ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል
- ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â