ኩሓ ሆስፒታል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወደደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 ናይመድሓኒትመቐረብቲትካላትናይዋጋመቐረቢኹም

1 ካብዕለት24/01/2009ዓም - 3/02/2009 ዓ/ም ሰዓት8:00መዕፀዊይኸዉን

2 እቲዕለት3/2/2009ሰዓት 8:30ይክፈት

3 ተወዳደርቲናይትካልኩምንግድፍቃድ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ

4 ቲንናበርዘለዎ

5 ቫትዝተመዝገብኩምዘይምለስፎቶኮፒኣተሓሒዝኩምክተቅርቡግድንይከዉንበዓልዋናአብንግዲፍቃድንፊርማንማህተምንሽምንናይዋጋመቅረቢእንተዘይብሉእቲጨረታተቀባልነትየብሉን

6መግዝኢሰነድዘይምለስ 20 ብር

7መኽበሪጨረታብጥረገንዘብወይም CPO 3000 ብርየትሕዝ

8ዋጋዘቅርቡሰዓራይዝኮነዉዕሊይአስርንእቲንብረትብቅልጡፍከቅርብከምዝግብኦንንፁርምፍላጥየድሊ

9 ብናይባዕልኹምትራንስፖርትናብኩሓሆስፒታልንብረትያዕቱ

10 እቲቢሮዝሐሸመማረፂእንተረኪቡናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

መታሓሐሰቢካብዝአሰረሉዕለትጀሚሩአብዉሽጢ2መዓልቲዉዕልየአስር

ንዝበለፀ ሓበሬታብስልኪቁፅረ 0344420221 /0344420305 /0914486195 ምሕታትይከኣልእዩ

ጨረታ መደብ

s