ን3 ጊዜ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ
ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ናይ ጋርመንት ናይ ሕትመትን ማይ ጎልፎ መስርሒ ማሽነሪታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ::በዚ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቌሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።
| ተ.ቁ | ዓይነት ስራሕ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
| 1 | ናይ ስፌት ማሽን 188u ማንዋል | Pcs | 10 | |||||
| 2 | ዘምዛት ማሽን 526 ብኤሌክትሪክ ምስ ዲናሙኡ | Pcs | 02 | |||||
| 3 | ናይ ስፌት ማሽን ኦቨር ሉክ ብኤሌክትሪክ ምስ ዲናሙኡ | Pcs | 02 | |||||
| 4 | መልጎም መጥበቂት ማንዋል | Pcs | 02 | |||||
| 5 | መልጎም መጥበቂት | Pcs | 1 | |||||
| 6 | ዘምዛሚት ማሽን | Pcs | 1 | |||||
| 7 | ናይ ጠረጼዛ ዘምዛሚት ማሽን | Pcs | 1 | |||||
| 8 | መተኮሲ ካውያ | Pcs | 1 | |||||
| 9 | ናይ ስፌት ማሽን ዲናሞ | Pcs | 7 | |||||
| 10 | ጃኪ ናይ ስፌት ማሽን | Pcs | 1 | |||||
| 11 | ማንዋል ናይ ሕትመት 4ክንፍ ማሽን | Pcs | 1 | |||||
| 12 | ተገዳሚ ፍሪጅ | Pcs | ||||||
| 13 | ላይት ቦክስ ናይ ዲዛይን | Pcs | 1 | |||||
| 14 | ዝተሓተ ክዳን መጥበቂ | Pcs | 1 | |||||
| 15 | ስከሬን መቃፀሊ ማሽን | Pcs | 1 | |||||
| 16 | ፖስታ መስርሒ ማሽን | Pcs | 1 | |||||
| 17 | ላሜራ ኮንተይነር | Pcs | 2 | |||||
| 18 | ናይ ጎልፎ ማሽን ዓብዪ ቁ.8 | Pcs | 2 | |||||
| 19 | ናይ ጎልፎ ማሽን ዓብዪ ቁ1ዐ | PCS | 4 | |||||
| 20 | ፓሳፕ ናይ ጎልፎ ማሽን 80 | Pcs | 3 | |||||
| 21 | ፓሳፕ ናይ ጎልፎ ማሽን 80 | Pcs | 4 | |||||
| 22 | ጠቅላሊት ማሽን | Pcs | 4 | |||||
| 23 | 5PS ናይ ስፌት ማሽን | Pcs | 2 | |||||
| 24 | ናይ ጠረጴዛ ናይ ጃፓን ሶልጀር | Pcs | 3 | |||||
| 25 | ማንዋል ጠቅላሊ ክሪ ወይ< ጎልፎ | Pcs | 1 | |||||
| 26 | መዘምዘሚት ጎልፎ | Pcs | 1 | |||||
1. ተጫራታይ ናይ 2018 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ምኻኑን መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል::
2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 50,000.00 (ሓምሳ-ሽሕ) ብር ብሽም ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስትሪ ኢዳስትሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንመኽበሪ cpo ዘትሕዝ ክኸዉን ኣለዎ፡
ዝ/ው/ሕበር
3. ተጫራቲ ናይ ሓደ ካሬ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተዋህቡ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ ፡
4. ተጫረቲ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ(TIN) ሰረቲፊኬት ከቕርቡ ይግባእ ።
5. ተጫራታይ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረቡ ንብረታት ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተወሃበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ::
6. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ። እንተዘይኮይኑ እቲ ዝቐረበ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክም ዝቐረበ ተገይሩ ይወሰድ።
7. ተጫረቲ ካብ ሰነ 11/10/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ 20/10/2018 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 200.00 እናኸፈልኩም እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኹም ክትዕድጉ ይግባእ።
8. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖሰታ ዓሺጎም ማሕተም ብምዕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ሰነ 20/10/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ
9. ጨረታ ሰነ 20/10/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት
10. ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ጨረታ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ግቡእ ክፍሊታት ድሕሪ ምክፋል ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ንብረቱ ናይ ምዉሳድ ግዴታ ኣለዎ፡፡
11. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና ፣ከተማ መቐለ ዓይደር ክባቢያዊ ምምሕዳር ጥቓ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ዘሎ መዐደሊ ነዳዲ ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ይርከብ ስልኪ-0914727888
1. ተጫራታይ ናይ 2018 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ምኻኑን መረጋገፂ ከቅርብ ዝኽእል፡፡
2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 50,000.00 (ሓምሳ-ሽሕ) ብር ብኸምራ ስዉኣት ኢንዳስትሪ ኢዳስትሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንመኽበሪ cpo ዘትሕዝ ክኸዉን ኣለዎ፤
3. ተጫረቲ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ(TIN) ሰረቲፊኬት ከቕርቡ ይግባእ ዘ
4. ተጫራታይ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረቡ ንብረታት ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተወሃበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ፡፡
5. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ሻት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ። እንተዘይኮይኑ እቲ ዝቐረበ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክም ዝቐረበ ተገይሩ ይወሰድ።
6. ተጫረቲ ካብ ነሓሰ 05/12/2018 ዓ.ም ክሳብ ነሓሰ 10/12/2018 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 200.00 እናኸፈልኩም እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ትካልና ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂኢኹም ክትዕድጉ ይግባእ።
7. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖሰታ ዓሺጎም ማሕተም ብምዕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ነሓሰ 10/12/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኣታዊ ክትገብሩ ይግባእ
8. ጨረታ ነሓሰ 10/12/2018 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኸፈት
9. ጨረታ ዝሰዓረ ኣካል ጨረታ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ግቡእ ክፍሊታት ድሕሪ ምክፋል ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ንብረቱ ናይ ምዉሳድ ግዴታ ኣለዎ፡፡
10. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ኣድራሻና የከተማ መቐለ ዓይደር ክባቢያዊ ምምሕዳር ጥቓ ዘሎ መዐደሊ ነዳዲ ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ይርከብ
ስልኪ - 0914727888
ድሕሪት