ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2 ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
Civil Society Organizations (CSOs) or similar organizations.

ን2 ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2 ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ መመዘኒ ረቃሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን ዘለዎም::

2 ናይ 2018 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ::

3 ናይ ጨረታ መግዚኢ ሰነድ ዋጋ ብር 500.00(ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር)ከፊሉ ክወስድ ዝክእል

4 ናይ ፌደራል ኦዲት መስራቤት ብቕዓት መረጋገፂ ዘቅርብ::

5 ቅድሚሕዚ ኣብ ዓበይቲ ናይ ሲቪል ማሕበረሰብን ወይ ተመሳሳሊ ትካልን ዝስርሑሉ ስራሕ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::

6 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 20/11/2018 ዓ/ም-29/11/2018 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገለ 29/11/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕዳዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ::

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ (እስፔስፊኬሽን)እናመፃኩምምውሳድ ትክእሉ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s