ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2018 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (5 ሰዓታት ቐርዩዎ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተከዘ ኳዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝ/ው/ማ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እናመፃኹም ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

4. ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ብዝርዝር ክቕመጥ ኣለዎ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።

6 . ቫት ኣለዎን የብሉን ተባሂሉ ክቕመጥ ኣለዎ

7. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ 23/10/2018 ዓ/ም - 25/10/2018 ዓ/ም ይኸውን

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0948466283 ወይ 0914753135 ምርካብ ይከአል

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1Tyre Tubeless Triangle245/70R16pcs05
2Inner Tube7.50R16Pcs10
3Addis Tyre With inner tube and flap7.5R16pcs06
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s