ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ሕፅፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2018 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ሕፅፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂ ድሌት ተጠቀምቲመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ/ ዋጋ ብርመብርሂ
1እስክርቢቶ ሰማያዊ ሊንክ ኦፊስብሳምፕልፓኬት30
2ናይ ኮምፒተር ወረቐት80ግራም በዓል 500 ሹትዶስጣ200

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፣

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብይግባእ፤

✓ ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/10/2018ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 12/10/2018ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ ኣብ ዉሽጢ 1መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፤

✓ እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኾይኑ ይቑፀር፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: ጎዳና ሰማእታት ኮምፕሌክስ ህንፃ

ቢሮ ቁፅሪ 268

ብስልኪ ቑፅሪ 03 42 40 99 25 ወይ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s