ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ
ቦታ:
ሽረ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋጋ ሐዊሶም ክመልእ አለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ እንተዘይ ሐዊሶም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊስኩም ከምዝመለአኩም ተገይሩ ይሕሰብ
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 1/10/2018 ዓም ክሳብ 22/10/2018 ዓም ብተካታታሊ መዓልቲታት ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀበሌ 03 ኣብ ዉሽጢ ኣዳራሽ ሃፈቶም ቀፅሪ 19 ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ዘይምለስ 500 እናድካፈልኩም ክሳብ 22/10/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ክትወስዱ ትክእሉ
እቲ ጨረታ ዕለት 22/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ጨረታ ሰነድ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት አማላኡ እንተተረኪቡ ብዘየለዉሉ እዉን እንተኮነ ንምክፋት ዝዓግት ነገር የለን
ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም በቲ መምርሒ መሰረት ንብረት ከረክብ ዝክእል
ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ትካልና ተመሓይሹ ብዝወፀ መምርሒ ዕደጋ 05/2016 ዓም 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (65)
ዕዲጊት ሶፍትዌር (21)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል (30)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና (14)
ኮንስትራክሽን (982)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን (453)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን (95)
ስራሕቲ ማይ (257)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን (141)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4480)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (933)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን (644)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን (2865)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (271)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን (128)
ኦዲት ተዛማድኡን (142)
ሕርሻ (522)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ (183)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን (92)
ሕርሻ መሺነሪ (75)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር (107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ (56)
ህንፃ መሳርሒ (3417)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን (609)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት (948)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት (123)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን (244)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ (530)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1698)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት (1595)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት (77)
ምምካር (186)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ (8)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ (14)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ (28)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ (61)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ (33)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ (3)
ቋንቋ ትርጉም (39)
ትምህርቲን ስልጠና (195)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና (6)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት (141)
ትምህርቲን ትሬይንግ (28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር (18)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1856)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን (949)
ምግጣምን ፅገናን (64)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን (830)
ምግብን መስተን (537)
ኣቅርቦት ምግቢ (415)
ካፌን ሬስትራንትን (113)
እግድ (46)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ (23)
መኪና ሓራጅ (14)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ (9)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (70)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (19)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ (42)
ፈርኒቸር (1287)
ገዛ ፈርኒቸር (28)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር (1182)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር (62)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (268)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት (23)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ (245)
ናገዛ ኣቁሑት (97)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (296)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን (4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት (143)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ (148)
መሬትን ሊዝን (63)
ፅገና (794)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን (207)
ፅገና ሞተርሳይክል (148)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት (70)
ፅገና ተሽከርካሪ (287)
ፅገና ማሽነሪ (21)
ካልኦት ፅገና (52)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (415)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ (270)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን (24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን (109)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (22)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3068)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት (2954)
ናይ ቢሮ አቁሑት (114)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት (18)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ (5)
ስራሕቲ ሕትመት (1656)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ (1271)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን (358)
ስራሕቲ ምልላይ (87)
ግራፊክስ ዲዛይን (18)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ (9)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት (15)
ኢቨንት ምዝግጃው (12)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት (32)
ክራይ (734)
ገዛ/ህንፃ ክራይ (54)
መኪና ክራይ (512)
ማሽነሪ ክራይ (159)
መሸጣ (1299)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ (5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ (29)
ካልኦት ዝሽወጡ (628)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ (636)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (96)
ስራሕቲ ሓለዋ (46)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር (8)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት (42)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (4128)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና (1653)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል (149)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል (32)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (370)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (630)
ውፅኢት ቆርበት (2)
መጋረጃን ምንፃፍን (44)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን (424)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (83)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (369)
ትራንስፖርት ግልጋሎት (362)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት (7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (586)
ዕድጊት መኪና (25)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን (294)
ዕድጊት ሞተርሳይክል (267)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (242)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (282)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን (202)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን (67)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት (13)
s