ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2018 (3 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2018 8:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-፦

ተ.ቁዝርዝር ንብረትፓርቲ ናምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
ኮብራ 105
1Meter Assy Combination83800-E6241set01
2ኤክስፖ ባትሪ70 ኣምፒርቐፅሪ01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅርን /IIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 03/10/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 05/10/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 05/10/2018 ሰዓት 8:20 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ድማ ይኽፈት።

➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ

ክምላእ ኣለዎ።

➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ 'ዩ።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
Attachments paid - 1,000.00 ETB
login to download attachments እተው
Rackmint_System_PLC_Profile.pdf
0.01 KB
Rackmint_System_PLC_Profile.docx
0.02 KB
1__Consultancy_service_agreement_____Website_development_service.docx
0.05 KB
LLRP-letter.pdf
0.26 KB
ጨረታ መደብ
s