ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -28
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ሰፔር ፓርት ብምልጣፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
● ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ዘለኩም። • ናይ 2018ዓ/ም/ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም።
● ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /ሀ/ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።
● ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ አለዎ።
● መቕረብቲ ካብ ዕለት 01/10/2018 ክሳብ 3/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትኽእሉ።
● ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 4/10/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኸፈት። እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይ ተረኺቦም ንምኽፋት ዝዓግቶ የለን::
● ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ አለዎም ። አብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን
● አብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
● ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
● ኤጀንስና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
ኣድራሻና፥ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ ።
ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይካኣል።
ድሕሪት