ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ን3 ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ቁ/ታዓይነት ንብረትመግለፂ ድሌት ተጠቀምቲመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርጠ /ዋጋ ብርመብርሂ
1ናይ መኪና ባትሪ ኤክስ ፕሮ 60 ኣምፔርብሳምፕል መሰረት ቐይሕ መትሐዚኡቁፅሪ03

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን፤ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ዘቕርቦም መረዳእታ ሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤

✓ ንዝዳሎ/ዝቐርብ/ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ ይኸውን፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ፤

✓ ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 01/10/2018ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 01/10/2018ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4:30

✓ ሰዓረይ ዝኾነ ኣብ ዉሽጢ 1መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፤

✓ እዚ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ኾይኑ ይቑፀር፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤

ኣድራሻ: _ ጎዳና ሰማእታት ኮምፕሌክስ ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቁፅሪ 268

ብስልኪ ቑፅሪ 03 42 40 99 25 ወይ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይኸኣሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s