ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ዝተፋላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 27, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 12, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
bidding: search status closed
መሳርሒ ፅሕፈትን ኣናእሽተይ አቁሑትን
መለዋወጢ አቁሑት መኪና
ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም
- ናይ ዘመኑ ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ
- Â ወረቀት ምዝገባ ንግዲ
- Â ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
- ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትንÂ
- Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
- Â ኩሎም ተጫረቲ ኣድላዩ መረዳእታ ብምሓዝ ጨረታ ካብ 12 መስከረም 2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብÂ 27 መስከረም 2009 ዓም ንነፍስወከፍ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ
- መከበሪ ጨረታ ን መሳርሒ ፅሕፈትን አናእሽተይ አቁሑትን 6000 ንመኪና መለዋወጢ አቁሑት 6000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይጥረገንዘብ ከትሕዙ አለዎም
- እቲ ጨረታ 27 መሰከረም 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል