ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለከተማ ዓይደር ንዝተፈላለያ አብያተ-ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 12, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለከተማ ዓይደር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ንምግዛእ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቁፅሪን መቕረባይነት ሰርቲፊኬትን ዘለዎም ተወዳደርቲ ይዕድም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/09/2018 ዓ/ም ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ምውሳድ ይከኣል።
* ጨረታ ብ12/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይኸፈት።
* ናይ ጨረታ መኽበሪ 5,000 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ብCPO ወይ ጥረ ገንዘብ ክትሓዝ ዝግቦእ ኮይኑ፡ ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክቐርብ ኣለዎ።
* ተዓዋቲ ጨረታ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ዝሰዓሮ ንብረት ብባዕሉ ትራንስፖርት ናብቲ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ዝኽእል ክሆን ኣለዎ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለከተማ ዓይደር ንዝተፈላለያ አብያተ-ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም፡፡

ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እንተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ሰርቲፊኬትን፡ ቲን ቁፅሪ ዘቅርብን መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎን ፡፡

2. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/09/2018 ዓም ዘይምለስ 100 ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 5 ምውሳድ ይከአል

3. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 03/09/2018 ዓም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕር ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት ተዘይሃልዮም ዉን ኣብ ወሽጢ ሳንዱቕ ዝተረኸበ ፖስታ ይክፈትን ይግምግምን

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር ካብ ባንክ ዝተረጋገ ቼክብሲፒኦ /ጥር ገንዘብ ክትሕዝ ይኽእል።

5. ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒን ዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ፡፡

6. ሰዓራይ ምስዓሩ ምስፈለጠ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ውዕሊ ይአስር =

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝትሓለወ እዩ።

8. ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕለ ትራንስፖር ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርብ። በአድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ ኣ

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091400680 ደዊልካ ምሕታት ይክእል፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክከይደር

Tel: 03-44-41-84-37

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s