ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፈርኒቸር: ናዉቲ ሕትመታት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
የካብዚቀፂሎምዝዝርዘሩረቋሕታትእተማልኡተጫረቲክትወዳደሩይዕድም
- ነቲንብረትዝምልከትሕጋዊፍቃድንግድን 2008 ዓምዘሐደሰን
- Â ናይመቅረባይነትመረዳእታከቅርብዝክእል
- Â መረዳእታመለለዩቁፅሪከፈልቲግብሪከቅርብዝክእል
- Â ናይተወሳኪእሴትታክስመረዳእታከቅርብዝክእል
- ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመለዋወጢ መኪና ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተጫረቲኣብ ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
- Â ሰዓራይ Â ጨረታምስተነገሮኣብዉሽጢ 5ተመዓልቲዉዕሊኣሲሩናብቲቤትፅሕፈትብናይባዕሉመፅዐንንመራገፍንኣብዉሽጢ 8 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ኣታዊይገብር
- ንአቁሑት ፈርኒቸር ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ ንአቁሑት ፅሬት ንመለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ሕትመትን ንነፍስወከፍ 2000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ንመለዋወጢ አቁሑ መኪናን ንፈርኒቸርን 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ጨረታ 20 መስከረም 2009 ዓምÂ ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት
- ተጫራታይናይመክበሪዉዕሊ 10 % ከትሕዝዝክእልክከዉንአለዎ
- እቲቤትፅሕፈትንቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለዉእዩ ከምኡዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ
- ሰነደጨረታ 50 ቅርሺብመክፋለካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳራያኣላማጣክይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንምግዛእይከኣል
ንተወሳኪሓበሬታብስቁÂ 0347740661 ወይድማ 0914786094 ብምድዋልምሕታትይከኣል
Â