ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ 2018ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ከ/ስራሕ ድዛይንን ህንፀትን ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ መኪና መሳጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን TIN ቁፅርን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ይግባእ።
* ፕሮፎርማ ዝመልአሉ ወረቐት ካብ ዕለት 19/08/2018 ዓ/ም ክሳብ 21/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ዝቐርብ ኮይኑ፣ በቲ ዕለት (21/08/2018) ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቶም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ውሽጢ ሓፂር መዓልቲ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።
* ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝገብር ኮይኑ፣ እቲ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ቁፅሪ 6 /ት/በ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር-22 ዕለት/2/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ 2018ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ከ/ስራሕ ድዛይንን ህንፀትን ቤት መዘጋጃ ዝኸውን ናይ መኪና መሳጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ ፓርት ናምበር/ | መዓቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Alternator | 87060-01022 | pcs | 01 | |||
| 2 | Fan belt | 90916-T2006 | pcs | 01 |
ተዋዳደርቲ ክማልኡዎዝግበኦምረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ/ም ወርሒ ሰነ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(TinNumber)ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ መምለኢ ዋጋ ብቢሮና ብዝተዋሃበኩም ቅጥዒ መሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ፡፡
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/08/2018 ክሳብ 21/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግ ዝቐርብ ኮይነ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ኣብ ዕለት 21/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 አብ ቤት
መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኽፈት፡፡
6. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን
7. ተወዳዲሩ አሸናፋይ ዝኮነ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ኣታዊ ክገብር ዝኸአል 8 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልገልን የገድድን
9. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ
10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤
11. እዚ ፕሮፎርማ ዘሸነፈ/ሰዓራይ ዝኮነ ትካል አብ ዉሽጢ ሓፃር ማዓልቲ አታዊ ክገብር ዝኸእል ።